Lyrics
ይፍሳህ ኣሎ ዝሕሾ ገይሩ
ኣሰይ ዝልበይ ታዓዊቱእንዶ ባህሩ ረኺቡ
ኣሰይ ዝልበይ እሰይ እሰይ
ይፍሳህ ኣሎ ዝሕሾ ገይሩ
ኣሰይ ዝልበይ ሰናይ መኺሩ
ፅቡቅቲ ቀጭን ወሐለ አፍቂሩ
ወትሩ ሰሓቅ ምዕሩግ ኣመላ
ወረጃ ጎርዞ ኣመኪሳ ዘይብላ
ኣይግረምኪ እንዶ ዘውረ ዘሎ
ዓቢዱ ዝብልኺ ተኻኢሉ ሎ
አቲ ሰበይ እሰይ እሰይ
ከዓብደልኪ አየ ፈቀደ
ጨርቂ ዝባነይ ቀዲደ
አቲ ሰበይ እሰይ እሰይ
ግድን ዩ ግድን ከፅለል እንዴ ወሰደ
ይግደዶ እምበር ኣቲ ዘውሪ ዘሎ
ዘፍቅሪ እንዶ ዘድህሶ
ሰይ ገበርኩ ሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ
ኣሰይ ናበልኩ ገና ከፍቅረኪየ
አዝ
ንኸረኸበኪ ፂዓረ የ ላ ላ ሊሎዬ ላ ላ የ
ጎይታ ዝበሎ ኾይኑዎ ሎ ኣቲ ሉለዬ ሉሉሉሉየ
ወሊዶም ጎበዝ
ወሊዶም ጀግና እናዳተብሃለ
አደይ ንፍቅሪ ሂበ ኣመነ
ሰይ ገበርኩ ሰይ ፍቅሪ እንድዩ ዋና
ሰይ ገበርኩ ሰይ በዛ ልበየ
እንኳዕ ኣፍቀርኩ ኣሰይ ኣሰየ
ሰይ ገበርኩ ሰይ በዛ ልበየ
እንኳዕ ኣፍቀርኩ ኣሰይ ኣሰየ
ንኸረኸበኪ ፂዓረ የ ላ ላ ሊሎዬ ላ ላ የ
ጎይታ ዝበሎ ኾይኑዎ ሎ ኣቲ ሉለዬ ሉሉሉሉየ
ወሊዶም ጎበዝ
ወሊዶም ጀግና እናዳተብሃለ
አደይ ንፍቅሪ ሂበ ኣመነ
ሰይ ገበርኩ ሰይ ፍቅሪ እንድዩ ዋና
ሰይ ገበርኩ ሰይ በዛ ልበየ
እንኳዕ ኣፍቀርኩ ኣሰይ ኣሰየ
ሰይ ገበርኩ ሰይ በዛ ልበየ
እንኳዕ ኣፍቀርኩ ኣሰይ ኣሰየ
ንኸረኸበኪ ፂዓረ የ ላ ላ ሊሎዬ ላ ላ የ
ጎይታ ዝበሎ ኾይኑዎ ሎ ኣቲ ሉለዬ ሉሉሉሉየ
ወሊዶም ጎበዝ
ወሊዶም ጀግና እናዳተብሃለ
አደይ ንፍቅሪ ሂበ ኣመነ
ሰይ ገበርኩ ሰይ ፍቅሪ እንድዩ ዋና
ሰይ ገበርኩ ሰይ በዛ ልበየ
እንኳዕ ኣፍቀርኩ ኣሰይ ኣሰየ
ሰይ ገበርኩ ሰይ በዛ ልበየ
እንኳዕ ኣፍቀርኩ ኣሰይ ኣሰየ
Music Video
About
Artist Ephrem Amare
Added 3 months ago
Popular Now
Tung tung tung sahur (English Translation)
Genius English Translations • 5,876 views
Sherine - Batmana Ansak (English Translation)
Genius English Translations • 1,829 views
Pikiran yang Matang
Perunggu • 1,361 views
AKUGETSU - Mi Vida Loca (VIVINOS - ALNST Sub : Till Part.1)
Genius English Translations • 1,175 views
Saja Boys - Soda Pop (Romanized)
Genius Romanizations • 1,118 views